Eritrea Forum Radio
Forum Radio
OFFLINE LIVE

Forum Radio

Country: Eritrea
Genres : folknewstalk

መድረኽ ብውሑዳት ተመሳሳሊ ተመኵሮ ዘሎዎም ግዱሳት ዜጋታት ብ2013 ዝተጀመረ ህዝባዊ ምንቅስቓስ እዩ። መድረኽ መጀመርያ እቲ ሓያልን ድኹምን ጎድኒታት ናይ ምልካዊ ስርዓት ኤርትራ፡ ብፍላይ ድማ እቶም ንምንዋሕ ምልኪ ዝደርኹ ናይ ውሽጥን ግዳምን ረቛሓታት እዩ ገምጊሙ። ኣብቲ ገምጋም ተመርኵሱ ድማ ንኹሉ ተቓዋሚ ዝጠምር ዝተሓተ ፖለቲካዊ ባይታ ኣለልዩ። ኣብ ሃገርና ብሰላም ለውጢ ንምምጻእ ዘቃላጥፍ ቅርጽን ትሕዝቶን ኣዳልዩ ድማ ንስራሕ ተበጊሱ።Show more

Forum Radio reviews :

No reviews added yet. Be the first to add a review for the station.

Leave a review